ኣብ ቅጽበታዊ፡ ንህይወት ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ህጹጽ ኩነታት ከም፤
- ቃንዛ ኣፍልቢ ወይ ምጽቃጥ ኣፍልቢ
- ሃንደበታዊ ምድንዛዝ ወይ ምልማስ ገጽ፡ ቅልጽም ወይ እግሪ
- ዓበይቲ ቃጸሎታት
- ከቢድ ሓደጋታት
- ከቢድ ምፍሳስ ደም
- ጸገም ምስትንፋስ
- ልዑል ቃንዛ
- ሃለዋት ምጥፋእ
ሰልስተ ዜሮ (000) ደውል እሞ እቲ ጻውዒት ዝወስድ ሰብ ክሕግዘኩም እዩ።
ህጹጽ ክንክን ዘድልየካ ኮይኑ ግን ንህይወትካ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እንተዘይኮይኑ፤

ነጻ ኣገልግሎት፣ ሪፈራል ወይ ሜዲኬር ካርድ ኣየድልን።

ነጻ 24/7 ኣገልግሎት፣ ሪፈራል ወይ ሜዲኬር ካርድ ኣየድልን።
ካብዚ እውን ሓገዝ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም፤

24/7 ደውል ብ 1300 60 60 24

ናብ 13SICK (13 7425) ደውል

ኣብ ቀረባኻ ዝርከብ ፋርማሲ ንምርካብ ብኢንተርነት ድለ
Updated